Category: Recent Events
1 results found.
00000
Congratulation to Yadiel and both Aron - 06/16/22

አምላኽ ረዲኡና ሎሚ (June 11, 2022) ኣብ ኢሉኖይ ቺካጎ ምስ ብፁዕ መቃርዮስ ሰናይ ዝኾነ ኣገልግሎት ነይሩና :: 

1. ንኣሮን በርሀ - ኣንባቢ                        

2. ንኣሮን ደስበለ - ዘማሪ                          

3. ንያድኤል ጁምዓ - ዘማሪ 

 

ተሸይሞም ኣለዉ:: ብጸሎትኩም ደግፍዎም !! ጽባሕ ከብካብ ክንገብረሎም ኢና ::

Holy Trinity Eritrean Orthodox Church in Cincinnati, Ohio
ቅድስት ሥላሴ ኦርቶዶክስ ተዋኅዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ኣብ ሲንሲናቲ ኦሃዮ